ባባ ረድኢ ሎምስ ናጽነትካ ኣዊጅካ።ኤርትራውያን ብዘይ ሕብእብእ ኣብ ሓቅን ክውንነትን እንድሕር ሰሪሕና ኣብ ሓደ ክንመጽእ ኣየጸግመናን ኣጆና
ኩቡር ኣቦ ረድኢ ብጣዕሚ ዓቢ ስራሕ ንዓቢ ዕላማ ፡ እዛ ናይ ሕጂ ተበግሶ ብጣዕሚ ኣደኒቐያ ኣድማዒትን ለውጢ ከም ተምጽእን ምሉእ ተስፋ አለኒ።
ኣምላኽ ይደግፍኩም
ኩናት ኤርትራ ኢትዮጵያን 3 ሰሙን እዩ ኔሩ 20 ዓመት ንህዝቢ፡ኤርትራ ንምጽናት እዩ ተሰርሑሉ ሓልዮት ህዝቢ፡ዝባሃል የብሉን እዚ ምስክር ዘድልዮ ኣይኮንን ኩሉ ህዝቢ፡ኤርትራ ዝፈልጦ እዩ ህግደፍ ግን ዝመውት ውላድ የብሎምን ትበኪ ኣደ፡የብሎምን
እዚ ኣኼባ ናይ ኤርትራውያን ኣይኮነን ናይ ኢትዮጵያን እዪ ።
ሰላም!
ሙዚቃ ትግረ ጥዑምዩ:
ብሄር ትግረ ሰፊሕ ዳርጋ ሓደ ሲሶ 33-35% ህዝቢ ኤርትራ እዩ
We stand with you kibur tegadlly Redi please guide us this is the time
Thank you alena media TV esaias evil what ever he say what ever he did no one take care of him he's still waking free It's to sad =
እዛ ቪድዮ እዚኣ ቅድሚ ገለ ሓደ ዓመት ኣብዚ ኣብ Facebook ክትዘውር ብዙሓት ርኢናያ እኳ እንተነበርና ከምዚ ብስፍሕ ዝበለ መደብ ሰሪሑ ዘቕረባ አካል ዘሎ ግን ኣይመስለንን: እሞ ክቡር ሓው ኣበድ ኣገናዕ የቐንየልና 👍🇪🇷👏💯🙏
Ah dem suwwat Eritrawiyan
ኤረትራ ልእላዊት ሃገር ሙኻና ኣብ ዓለም ተመዝጊባ ያ። ሰባት እንተ ዘይ ፈለጥዋ ብጸገሞም እንበር ንሕናስ ከማኻ እቶጳውያን ኣይ ንብልን። እይኮነን ሕጂ፡ ብጊዜ መግዛእቲ ውን ብኤረትራውነትና ንምካሕን ንሕበንን ኢና። ኣይትሕለሙ ኣይትጋገዩ ተማሃሩ ብዝሓለፈ ጥራሕ እየ ዝብሎም ኣነ ። ኣጀኹም ደቒ ኤረትራ ፍልልያትና ኣጽቢብና ጸላእትና ነለሊ።
ኢዚ ዝዛረብ ዘሎ እንታዋይ አዩ ትፈልጥዎ ሰባት እንተለኩም ግለጹልና።